ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ኣብ ዉሽጢ ግ ናይ ጋሓፍ መቃፀልን(incinerator) ናይ ቤት ፅሕፈት ፓርትሽን( partition) ንምስራሕ ናይ ማተርያል ጉልበትን ማሽነርን በጠቅላላ ከጫርት ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 26, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ደረጃ 10 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግደ ትካላት ህንፃ ኮንስትራክሽን ጠቅላላ ኮንስትራክሽንን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም

ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 52 ካላንደር መዓልትታት ከጠናቅቅ ዝክእል

ዋጋ ሰነድ 100 ብር

መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ጨረታ ዕለት 26/ 08/ 2010 ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ሰዓት 4:00 ይክፈት

ጨረታ መደብ