https://tenders.milkta.com/ti/display/4441

ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ኣብ ዉሽጢ ግ ናይ ጋሓፍ መቃፀልን(incinerator) ናይ ቤት ፅሕፈት ፓርትሽን( partition) ንምስራሕ ናይ ማተርያል ጉልበትን ማሽነርን በጠቅላላ ከጫርት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 26, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ:

ደረጃ 10 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግደ ትካላት ህንፃ ኮንስትራክሽን ጠቅላላ ኮንስትራክሽንን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም

ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 52 ካላንደር መዓልትታት ከጠናቅቅ ዝክእል

ዋጋ ሰነድ 100 ብር

መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ጨረታ ዕለት 26/ 08/ 2010 ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ሰዓት 4:00 ይክፈት