ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2019 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 8:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት (LED መብራህቲ) ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር፣ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ዘለዎም ኮይኑ፣ ዝቕመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ክገልፁ ኣለዎም።
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 06/01/2019 ዓ/ም ክሳብ 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ኮይኑ፣ ብዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይኸፈት።
* ሰዓራይ ዘሸነፎ ኣቕሓ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ከቕርብ ዝግደድ ኮይኑ፣ ትካልና ነቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ፡ 0342401921)።

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ ኪሩ
ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

BCDCAFZC 430 FOE150



P.Rተ.ቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
384241LED Street LightAC220v/150wpcs

35

2LED Light185v-240v/25wpcs15

3

LED Light185v-240v/18wpcs15
4LED185v-260v/35-100w

pcs

20
5QAFA

Ac 220V-240V 40-100wpcs20


– ተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ከቕርብ ኣለዋ። ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 06 /01/2019 08 / 01 / 2019 ዓ/ም ሰዓት 6:00 እዩ።

- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 08/ 01/2019 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ሰዓት ይኸውን ።
- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓላወ እዩ።

- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ወደ አ - ምምፃእ ንዋያትን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።

ምስ ሰላምታ


ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s