
ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ ኪሩ
ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
BCDCAFZC 430 FOE150
| P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 38424 | 1 | LED Street Light | AC220v/150w | pcs | 35 | |||
| 2 | LED Light | 185v-240v/25w | pcs | 15 | ||||
3 | LED Light | 185v-240v/18w | pcs | 15 | ||||
| 4 | LED | 185v-260v/35-100w | pcs | 20 | ||||
| 5 | QAFA | Ac 220V-240V 40-100w | pcs | 20 |
– ተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ከቕርብ ኣለዋ። ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 06 /01/2019 08 / 01 / 2019 ዓ/ም ሰዓት 6:00 እዩ።
- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 08/ 01/2019 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ሰዓት ይኸውን ።
- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓላወ እዩ።
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ወደ አ - ምምፃእ ንዋያትን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።
ምስ ሰላምታ