ምልክታ ፕሮፎርማ
ቑፅሪ፦ ዓይ/7ሁ-1/ 24 /35
ዕለት:- 12/09/2018 ዓ/ም
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ኣብ 2018ዓ/ም ብኢቶል /ETOL/ዝተመደበ በጀት ናይ ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝዕደግ ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ:: ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዘለዎም ረቋሒታት
➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ
➢ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁዕሪ /TI/መረዳእታ ከቅርብ ዝኸእል
➢ ብቲ ሕጊ ዝዝእዝዞ ብፐርሰንት ግብሪ ዝኸፍል
➢ ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /specification/መሊኡ ከቅርብ ኣለዎ።
➢ ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።
➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/09/2018 ክሳብ ዕለት 14/09/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እቲ ሰነድ መሊኦም ማህተም ኣዕሪፎም ኣታዊ ይገብሩ፡፡ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ እዋን ዕለት 14/09/2018ዓ/ም ሰዓት 5:00 ይከውን:: ነቲ ትካልና ኣዋፃኢ እንተዘይ ኮይኑን ነዞም ኣብላዕሊ ዘለው ረቋሕታት ዘየማለኧ እንተኾይኑ ይስረዝ።
➢ ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ንቤት ትምህርቲ የቅርብ
➢ ክጥዒ ካብ ቤት ትምህርቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትውስዱ ትኸእሉ
ንዝበለፀ ሓበሬታ በዚ ስልኪ ምድዋል ይካኣል 0914003742
ድሕሪት