https://tenders.milkta.com/ti/display/20009

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ኣብ 2018ዓ/ም ብኢቶል /ETOL/ዝተመደበ በጀት ናይ ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2018 (11 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2018 5:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑፅሪ፦ ዓይ/7ሁ-1/ 24 /35

ዕለት:- 12/09/2018 ዓ/ም

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ኣብ 2018ዓ/ም ብኢቶል /ETOL/ዝተመደበ በጀት ናይ ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝዕደግ ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ:: ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዘለዎም ረቋሒታት

➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

➢ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁዕሪ /TI/መረዳእታ ከቅርብ ዝኸእል

➢ ብቲ ሕጊ ዝዝእዝዞ ብፐርሰንት ግብሪ ዝኸፍል

➢ ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /specification/መሊኡ ከቅርብ ኣለዎ።

➢ ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/09/2018 ክሳብ ዕለት 14/09/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እቲ ሰነድ መሊኦም ማህተም ኣዕሪፎም ኣታዊ ይገብሩ፡፡ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ እዋን ዕለት 14/09/2018ዓ/ም ሰዓት 5:00 ይከውን:: ነቲ ትካልና ኣዋፃኢ እንተዘይ ኮይኑን ነዞም ኣብላዕሊ ዘለው ረቋሕታት ዘየማለኧ እንተኾይኑ ይስረዝ።

➢ ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ንቤት ትምህርቲ የቅርብ

➢ ክጥዒ ካብ ቤት ትምህርቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትውስዱ ትኸእሉ

ንዝበለፀ ሓበሬታ በዚ ስልኪ ምድዋል ይካኣል 0914003742