ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ደርሁ ማለት እዉን ጨቃዊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ (TIN)፣ ናይ VAT ምስክር ወረቐትን ናይ ወርሒ ለካቲት 2018 ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ 13/8/2018 ዓ.ም ክሳብ 27/8/2018 ዓ.ም ካብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምዉሳድ ይከኣል።
* ጨረታ መከበሪ 15,000 ብር ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተሕዝ ዝኽእል።
* ተወዳደርቲ ኣድራሻኦም ኣብ ከተማ ፍረወይኒን ከባቢኡን ክኸውን ዝግበኦ ኮይኑ፣ ጨረታ ዕለት 28/4/2018 ዓ.ም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ሰዓት 5:00 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት።

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ : ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን ቫት ተመዝጋብን ምካኑ ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል

2 ናይ ወርሒ ለካቲት 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈለ ካብ 13/8/2018 ዓም ክሳብ 27/8/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ምምሕዳር ንብረት ንምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ መከበሪ 15000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 አድራሽ ዝዓብያሉ ከተማ ፍረዉይንን ከባቢኡን ክከዉን አለዎ

6 እዚ ጨረታ ዕለት 28/4/2018 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:30 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 5:00 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክ/ዕ/ምምሕዳር ንብረት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0962661097 / 0945103045 / 0923301233

ጨረታ መደብ