
1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ : ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን ቫት ተመዝጋብን ምካኑ ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል
2 ናይ ወርሒ ለካቲት 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈለ ካብ 13/8/2018 ዓም ክሳብ 27/8/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ምምሕዳር ንብረት ንምዉሳድ ይከኣል
4 ጨረታ መከበሪ 15000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
5 አድራሽ ዝዓብያሉ ከተማ ፍረዉይንን ከባቢኡን ክከዉን አለዎ
6 እዚ ጨረታ ዕለት 28/4/2018 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:30 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 5:00 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክ/ዕ/ምምሕዳር ንብረት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0962661097 / 0945103045 / 0923301233