ቑፅሪ /ቁጥር/ Bef. No :ዕደ/ፋይ/266/18
ዕለት/ቀን/Date 28/07/2018
ምልክ ታ ጨረታ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ገዛ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለ'ዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
⇒ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ መረዳእታ እብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርቡ ዝኽእሉ ኣብ ቢሮ ፋይ/ኢኮ/ልምዓት ናይ መቕረባይ ዝተመዝገብሉ ኣብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርቡ ዝኽእለ
ቫት (VAT) ዝተመዝገብሉ ኣብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርቡ ዝኽእሉ
⇒ ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ኣብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርቡ ዝኽእሉ
⇒ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2016ዓ/ም ዲክላሬሽን ከቕርቡ ዝኽእሉ
⇒ ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዝብ 5000 ፣ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝኸእል።
⇒ ዝተዳለወ ጨረታ ዶኩመንት ካብ ኮሚሽና ቢሮ ቑፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ዘይምልስ ብር 100 ከፊሎም ክወስዱ ይኽእሉ
⇒ ካብ ዕለት 28/07/2018 ክሳብ ዕለት 13/08/2018ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምውሳድ ይካኣል
⇒ ጨረታ ዕለት 13/08/2018ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4:00 ዝዕፆ ይኸውን።
⇒ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 13/08/2018ዓ.ም ንገሆ ሰዓት 4:30 ይኸውን።
⇒ ኹሉ ጨረታ ተወዳዳራይ ኣብ'ቲ ዝተነፀረ ግዜ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኺበሉ ይክፈት።
⇒ ጨረታ ብሽምዒ ዝተኣሸገ ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብንፁር የቕምጥ።
⇒ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3'ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕል ይኣስር ።
⇒ ሰዓራይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽና ብውዕል መሰረት ከቕርብ ዝኸእል።
⇒ ኣብ ከይዲ ጨረታ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኾኑ ንቐፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንከይሳተፍ ከም ዝግበር ንዘትሓዝዎ መኸበሪ ጨረታ ከም ዝውረስ
⇒ እቲ ኮሚሽን ዝሓሸ ማመረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው ምዃኑ ፡
⇒ ድሕሪ ምዕፃው ጨረታ ንዝምመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኾኑ ሓሳባት መብራህርሂ ብፅሑፍ ምሕታት ከም ዝከኣል
⇒ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቑፅሪ 268 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-404417 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል።
ድሕሪት