https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19673

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ገዛ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 28, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናገዛ ኣቁሑት/ ገዛ ፈርኒቸር/

ቑፅሪ /ቁጥር/ Bef. No :ዕደ/ፋይ/266/18

ዕለት/ቀን/Date 28/07/2018

ምልክ ታ ጨረታ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ገዛ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለ'ዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

⇒ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ መረዳእታ እብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርቡ ዝኽእሉ ኣብ ቢሮ ፋይ/ኢኮ/ልምዓት ናይ መቕረባይ ዝተመዝገብሉ ኣብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርቡ ዝኽእለ

ቫት (VAT) ዝተመዝገብሉ ኣብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርቡ ዝኽእሉ

⇒ ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ኣብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርቡ ዝኽእሉ

⇒ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2016ዓ/ም ዲክላሬሽን ከቕርቡ ዝኽእሉ

⇒ ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዝብ 5000 ፣ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝኸእል።

⇒ ዝተዳለወ ጨረታ ዶኩመንት ካብ ኮሚሽና ቢሮ ቑፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ዘይምልስ ብር 100 ከፊሎም ክወስዱ ይኽእሉ

⇒ ካብ ዕለት 28/07/2018 ክሳብ ዕለት 13/08/2018ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምውሳድ ይካኣል

⇒ ጨረታ ዕለት 13/08/2018ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4:00 ዝዕፆ ይኸውን።

⇒ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 13/08/2018ዓ.ም ንገሆ ሰዓት 4:30 ይኸውን።

⇒ ኹሉ ጨረታ ተወዳዳራይ ኣብ'ቲ ዝተነፀረ ግዜ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኺበሉ ይክፈት።

⇒ ጨረታ ብሽምዒ ዝተኣሸገ ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብንፁር የቕምጥ።

⇒ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3'ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕል ይኣስር ።

⇒ ሰዓራይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽና ብውዕል መሰረት ከቕርብ ዝኸእል።

⇒ ኣብ ከይዲ ጨረታ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኾኑ ንቐፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንከይሳተፍ ከም ዝግበር ንዘትሓዝዎ መኸበሪ ጨረታ ከም ዝውረስ

⇒ እቲ ኮሚሽን ዝሓሸ ማመረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው ምዃኑ ፡

⇒ ድሕሪ ምዕፃው ጨረታ ንዝምመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኾኑ ሓሳባት መብራህርሂ ብፅሑፍ ምሕታት ከም ዝከኣል

⇒ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቑፅሪ 268 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-404417 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል።