ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ከባቢ ኣይናለም ንመሰት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ከኮዕት ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋደ ክትጫረቱ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ተጫረቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕቲ (ድርሊንግ) ፈቃድ፣ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ፣ TIN፣ VAT፣ ናይ ቀረባይነት ምስክር ወረቐትን ናይ 3 ወርሒ ሒሳብ ዘከፈሉሉ መረዳእታን ከቕርቡ ዝኽእሉ።
* ሰነድ ጨረታ ካብ 02/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 17/07/2018 ዓ.ም ዘይምለስ 1,500 ብር ብምክፋል ካብ ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ (ቢሮ ቁፅሪ 2) ምውሳድ ይክኣል።
* ጨረታ ብዕለት 17/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፡ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
* እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ሓበሬታ፡ 0344407335 / 0921288220)።

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎን ብቅዓት መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ዘቅርቡ
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም
4 መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም
5 ናይ ሰለሰተ ኣዋርሕ ሒሳብ ዝከፈሉ መረዳእታ ዘቅረቡ
6 ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕቲ ወይድማ ድርሊንግ ፈቃድ ዘለዎም
7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕድጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 2/7/2018 ዓም ከሳብ 17/7/2018 ዓም ዘይምለስ 1500 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/7/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ትሕቲ ዓይደር
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0921288220