https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19487

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ከባቢ ኣይናለም ንመሰት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ከኮዕት ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋደ ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:1500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎን ብቅዓት መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ዘቅርቡ

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

4 መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም

5 ናይ ሰለሰተ ኣዋርሕ ሒሳብ ዝከፈሉ መረዳእታ ዘቅረቡ

6 ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕቲ ወይድማ ድርሊንግ ፈቃድ ዘለዎም

7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕድጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 2/7/2018 ዓም ከሳብ 17/7/2018 ዓም ዘይምለስ 1500 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/7/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ትሕቲ ዓይደር

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0921288220