ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 5/2016 ዓም ክሳብ 18/10/2016 ዓም ኣብ ዘዉፀኦ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 70 ንመንበሪ ፡ ንንግዲን ፡ ንሆቴልን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 215 ቦታት ኣወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ንጨረታ ዝቀረቡ ዝርዝር ቦታት ኣብ ክፈለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለን ከምእዉን ኣብ መርበብ ሐበሬታ http ://www.tigraytv.com አብ ፊስቡክ ፒጅ mekellecitycommunication affaries ምርኣይ ይከኣል
2 ካብ ሰነ/20/2016 ዓም ጀሚርኩም ዉፅኢትተወዳደርቲ ብምልክታ ወይድማ ኣብ መርበብ ሐበሬታ ምርኣይ ከምትክእሉንሕብር
3 እቲ ጨረታ ሰነ/18/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰነ 19/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ ይክፈት
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን