https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14754

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 5/2016 ዓም ክሳብ 18/10/2016 ዓም ኣብ ዘዉፀኦ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 70 ንመንበሪ ፡ ንንግዲን ፡ ንሆቴልን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 215 ቦታት ኣወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ንጨረታ ዝቀረቡ ዝርዝር ቦታት ኣብ ክፈለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለን ከምእዉን ኣብ መርበብ ሐበሬታ http ://www.tigraytv.com  አብ ፊስቡክ ፒጅ mekellecitycommunication affaries ምርኣይ ይከኣል

2 ካብ ሰነ/20/2016 ዓም ጀሚርኩም ዉፅኢትተወዳደርቲ ብምልክታ ወይድማ ኣብ መርበብ ሐበሬታ ምርኣይ ከምትክእሉንሕብር

3 እቲ ጨረታ ሰነ/18/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰነ 19/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን