ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዝክፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝረከቡ ዝተበላሸዉ ሮታት ብበዓል ሞያ ከፀግን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ማተሪያልን ናየ ኢድ ጠቅላላ መፀገኒ ብር |
ዝተሰበረ ሮታት ምስ ማተሪያሉ ናይ ኢድ ዋጋ ምፅጋን | ቁፅሪ |
1 በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን ቲንን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፊርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቀርብ አለዎ
3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 24/5/2016 ዓም ክሳብ 29/5/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ፀኒሑ ሰዓት 4:00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 / 0914120805