ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዝክፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝረከቡ ዝተበላሸዉ ሮታት ብበዓል ሞያ ከፀግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ካልኦት ፅገና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ማተሪያልን ናየ ኢድ ጠቅላላ መፀገኒ ብር

ዝተሰበረ ሮታት ምስ  ማተሪያሉ ናይ ኢድ ዋጋ ምፅጋን

ቁፅሪ

1 በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን ቲንን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ  ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ  ብምጥቃስ ማህተምን ፊርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቀርብ አለዎ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 24/5/2016 ዓም ክሳብ 29/5/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ፀኒሑ ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 / 0914120805

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s