ድርጅትና ማሕበር ደናግል ደቂ - ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕብረተሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ ፣ ጥዕና ፣ ኣብ ልምዓትን ካልኦት መሕበራዊ ፀገማት ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል ብዕለት 20/10/2023 GC ብቑፅሪ Do/Co/499/23 ዘውፀኦ ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ዝስዕብ ከም ዝተናውሐ ብትሕትና ነፍልጥ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ---
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
| ለውጢ ዝተገበረሎም ነጥብታት | ኣብ ዝተቓለሐ ጨረታ ተነፂሩ ዝነበረ ግዘ | ጨረታ ዝተናወሐሉ ግዘ |
| ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዘ ዝዕፀሉ ግዘ | Oct 20, 2023 - Oct 25, 2023 G.C | Oct 20, 2023 - Oct 27, 2023 GC |
| ጨረታ ዝዕፀሉ ግዘ | Oct 25, 2023 GC ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ | Oct 27, 2023 GC ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ |
| ጨረታ ዝኽፈተሉ ግዘ | Oct 25, 2023 GC ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ | Oct 27, 2023 GC ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ |
ምስ ሰላምታ