https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13137

ድርጅትና ማሕበር ደናግል ደቂ - ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕብረተሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ ፣ ጥዕና ፣ ኣብ ልምዓትን ካልኦት መሕበራዊ ፀገማት ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል ብዕለት 20/10/2023 GC ብቑፅሪ Do/Co/499/23 ዘውፀኦ ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ዝስዕብ ከም ዝተናውሐ ብትሕትና ነፍልጥ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:---
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /
ለውጢ ዝተገበረሎም ነጥብታትኣብ ዝተቓለሐ ጨረታ ተነፂሩ ዝነበረ ግዘጨረታ ዝተናወሐሉ ግዘ
ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዘ ዝዕፀሉ ግዘOct 20, 2023 - Oct 25, 2023 G.COct 20, 2023 - Oct 27, 2023 GC
ጨረታ ዝዕፀሉ ግዘOct 25, 2023 GC ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ
Oct 27, 2023 GC ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ጨረታ ዝኽፈተሉ ግዘOct 25, 2023 GC ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ
Oct 27, 2023 GC ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ

ምስ ሰላምታ