ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ንዝተጠቀሰት ዓይነት ማሽን ናይ ብሎኬት ሞልድ በታ መዓሽን ብዲዛይን መሰረትፕሮፎርማ አወዳዲራ ንክተስርሕ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዝርዝር ኣቅሑት | መዓቀኒ | በዝሒ | መብርሂ |
1 | ንብሎከት መሳርሒ ማሽን(rose cometa) C45 ብዝተብሃለ ኦርጅናል ብረት ተጠቂምካ በዓል 10 ሞልድ ምስራሕ | Pcs | 01 | |
2 | ንብሎከት መሳርሒ ማሽን(rose cometa) C45 ብዝተብሃለ ኦርጅናል ብረት ተጠቂምካ በዓል 15 ሞልድ ምስራሕ | Pcs | 01 | |
3 | ንብሎከት መሳርሒ ማሽን(rose cometa) C45 ብዝተብሃለ ኦርጅናል ብረት ተጠቂምካ በዓል 20 ሞልድ ምስራሕ | Pcs | 01 |
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእሉ
3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20 እስካብ 25 ጥቅምቲ 2013 ዓም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 360 ምዉሳድ ይከኣል
5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/2/2013 ሰዓት 830 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 900 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉ እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንትወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406944