https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13073

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ንዝተጠቀሰት ዓይነት ማሽን ናይ ብሎኬት ሞልድ በታ መዓሽን ብዲዛይን መሰረትፕሮፎርማ አወዳዲራ ንክተስርሕ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ተቁ

ዝርዝር ኣቅሑት

መዓቀኒ

በዝሒ

መብርሂ

1

ንብሎከት መሳርሒ ማሽን(rose cometa) C45 ብዝተብሃለ ኦርጅናል ብረት ተጠቂምካ በዓል 10 ሞልድ ምስራሕ

Pcs

01

2

ንብሎከት መሳርሒ ማሽን(rose cometa) C45 ብዝተብሃለ ኦርጅናል ብረት ተጠቂምካ በዓል 15 ሞልድ ምስራሕ

Pcs

01

3

ንብሎከት መሳርሒ ማሽን(rose cometa) C45 ብዝተብሃለ ኦርጅናል ብረት ተጠቂምካ በዓል 20 ሞልድ ምስራሕ

Pcs

01

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእሉ

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20 እስካብ 25 ጥቅምቲ 2013 ዓም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 360 ምዉሳድ ይከኣል

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/2/2013 ሰዓት 830 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 900 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉ እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንትወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406944