ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ማሕተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30
3 ተወዳደርቲ ናይ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመገበን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም
4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኽፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 84 37