https://tenders.milkta.com/ti/display/12044

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ማሕተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመገበን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኽፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 84 37