ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2012 ንመኪና ኣቅሑት / መጋጫ ቅድሚትን ድሕሪትን 02፣ ጎማ ናይ መኪና 05/ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለ ዝኾነ ድማ ዝምልከተኩም መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን
2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ
3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2012 ክሳብ 02/09/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይዉዕል ዕለት 03/09/2012 ሰዓት 3፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 18 28 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል