https://tenders.milkta.com/ti/display/11803

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2012 ንመኪና ኣቅሑት / መጋጫ ቅድሚትን ድሕሪትን 02፣ ጎማ ናይ መኪና 05/ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለ ዝኾነ ድማ ዝምልከተኩም መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2012 ክሳብ 02/09/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይዉዕል ዕለት 03/09/2012 ሰዓት 3፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 18 28 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል