መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ስፔርን / ጎማ መኪናን/ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ መቅረባይነት ንግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ከቀርቡ ዝክአሉ
3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም
4 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
5 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ሙሉእ ኣድራሻን
6 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/09/2012ዓ/ም ክሳብ 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00
7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-415026 ምድዋል ይከኣል፡፡