https://tenders.milkta.com/ti/display/11470

መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ስፔርን / ጎማ መኪናን/ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቅረባይነት ንግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ከቀርቡ ዝክአሉ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

4 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

5 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ሙሉእ ኣድራሻን

6  እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/09/2012ዓ/ም ክሳብ 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-415026 ምድዋል ይከኣል፡፡