ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን ቁፅሪ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ጨረታ መደብ

s