https://tenders.milkta.com/ti/display/11200

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን ቁፅሪ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15