ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 28, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 07/07/2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቐርቡ ንሕብር 5፡00 ሰዓት ቅድሚ ቐትሪ ይክፈት
2 ናይ ጨረታ መሸጣ ሰነድ ዋጋ ብር 20 እናከፈሉ ካብ ደ/ከ/ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 4/5 ምዉሳድ ይካአል
3 ተወዳደራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅላላ ዋግኡ ኣታዊ ምስገበሩ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መኽዘን ተረኸቡ ይወስድ
4 ተወዳደርቲ ቅድሚ እቲ ዉድድር ምኽያዱ ንመኸበሪ ጨረታ ብር 2000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ
5 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ሰርተፊኬትን ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75