https://tenders.milkta.com/ti/display/10768

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተወዳደርቲ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 07/07/2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቐርቡ ንሕብር 5፡00 ሰዓት ቅድሚ ቐትሪ ይክፈት

2 ናይ ጨረታ መሸጣ ሰነድ ዋጋ ብር 20 እናከፈሉ ካብ ደ/ከ/ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 4/5 ምዉሳድ ይካአል

3 ተወዳደራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅላላ ዋግኡ ኣታዊ ምስገበሩ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መኽዘን ተረኸቡ ይወስድ

4 ተወዳደርቲ ቅድሚ እቲ ዉድድር ምኽያዱ ንመኸበሪ ጨረታ ብር 2000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

5 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ሰርተፊኬትን ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75