ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 12, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዝተኣሸገን ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 07/06/2012ዓ/ም ክሳብ 17/06/2012ዓ/ም ናብ ዕዳጋ ክፍሊከቅርቡ ይግባእ
2 ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ
3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ
4 ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ አለዎም ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን ኣለዎ
5 ኣቅሓ ናብ ግቢና ፅዒኖም ዘቅርቡ
6 ብስፒኦ ብር 300000 ብጨረታ መኸበሪ ከትሕዝ ዝክእል
7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 60 88/ 410165