https://tenders.milkta.com/ti/display/10552

ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዝተኣሸገን ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 07/06/2012ዓ/ም ክሳብ 17/06/2012ዓ/ም ናብ ዕዳጋ ክፍሊከቅርቡ ይግባእ

2 ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ

4 ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ አለዎም ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን ኣለዎ

5 ኣቅሓ ናብ ግቢና ፅዒኖም ዘቅርቡ

6 ብስፒኦ ብር 300000 ብጨረታ መኸበሪ ከትሕዝ ዝክእል

7  ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 60 88/ 410165