ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 12, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኮፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምዉሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ 13/06/2012 ድሕሪ ሰዓት 4፡00 እዚ ፕሮፎርማ

5እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s