https://tenders.milkta.com/ti/display/10541

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኮፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምዉሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ 13/06/2012 ድሕሪ ሰዓት 4፡00 እዚ ፕሮፎርማ

5እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል፡፡