ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል HZJ-78 ሃይድቶፕ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 12, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበር ኮፒ ገየሩ ዘቕርብ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/05/2012ዓ/ም ክሳብ 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460062/ 460065/ ፋክስ 0344-460525 ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ

s