https://tenders.milkta.com/ti/display/10198

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል HZJ-78 ሃይድቶፕ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበር ኮፒ ገየሩ ዘቕርብ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/05/2012ዓ/ም ክሳብ 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460062/ 460065/ ፋክስ 0344-460525 ምድዋል ይከኣል