ሃገር ለኸ ብፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ተሽከርከርቲ መካይን ኣይሱዝ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ 08/05/2012ዓ/ም ክሳብ 21/05/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ክፍሊ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ምዉሳድ ትክእሉ

ጨረታ መደብ