https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10177

ሃገር ለኸ ብፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ተሽከርከርቲ መካይን ኣይሱዝ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2012 02:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2012 02:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ 08/05/2012ዓ/ም ክሳብ 21/05/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ክፍሊ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ምዉሳድ ትክእሉ