ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ ስውኣት ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ትም/ቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3:00ይከውን፤
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝርን ቲን ቁፅሪን
4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም
5 ፐሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-749262 ምድዋል ይከኣል፤