ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ቲን ካርድ ናይ 2012ዓ/ም ናይ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ኮፒ ተተሐዘሒዙ ይቀርብ
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 30/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይከውን፡፡
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል፡