https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9606

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ቲን ካርድ ናይ 2012ዓ/ም ናይ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ኮፒ ተተሐዘሒዙ ይቀርብ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 30/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይከውን፡፡

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል፡