ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮዉሃንስ 4ይ ኣብ ቤት ትምህርትና ዝርከቡ ኣጎልግሎት ዘህቡ ቆርቆሮ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2012 8:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 4, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እቲ ቆርቆሮ ብኣካል ብምምፃእ ብምርኣይ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 03/03/2012ዓ/ም ክሳብ10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣታዊ ክትገብሩ ነተሓሳስብ

2 ዝሓሸ መማረፂ እንተተረክቡ በቲ ዝወፀ ፕሮፎርማ ኣይንግደድን

ጨረታ መደብ

s