https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9335

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮዉሃንስ 4ይ ኣብ ቤት ትምህርትና ዝርከቡ ኣጎልግሎት ዘህቡ ቆርቆሮ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2012 8:32 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እቲ ቆርቆሮ ብኣካል ብምምፃእ ብምርኣይ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 03/03/2012ዓ/ም ክሳብ10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣታዊ ክትገብሩ ነተሓሳስብ

2 ዝሓሸ መማረፂ እንተተረክቡ በቲ ዝወፀ ፕሮፎርማ ኣይንግደድን