ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ኣይሱዚ ተሽከርከርቲ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 3, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 03/03/2012 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ  ማዓልቲ ክሳብ 25/03/2012ዓ/ም  ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ሰነድ ክትዕድጉ ክምትክእል ንገልፅ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 68 30

ጨረታ መደብ

s