https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9314

ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ኣይሱዚ ተሽከርከርቲ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 03/03/2012 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ  ማዓልቲ ክሳብ 25/03/2012ዓ/ም  ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ሰነድ ክትዕድጉ ክምትክእል ንገልፅ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 68 30