ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ናዉቲ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰን
2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 06/02/2012ዐሰ/ም እስካብ 17/02/2012ዓ/ም ይከዉን
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ