https://tenders.milkta.com/ti/display/8957

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ናዉቲ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰን

2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 06/02/2012ዐሰ/ም እስካብ 17/02/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ