ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅ/ት ር/ምምሕዳርን ንቤ/ፅ/ት ጥርዓን ሕ/ሰብ ምት/ዉሳ /ምሃብን ዞባ ክልል ስታፍን ህዳሰ ግድብን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 15, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ናምበር ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቅርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሓዝ ብፖስታ ዓሺግኩም ካብ ዕለት 14/01 /12 ዓም ክሳብ 19/01 /12 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 19/01/12 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ
ንዝድለ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406461