https://tenders.milkta.com/ti/display/8616

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅ/ት ር/ምምሕዳርን ንቤ/ፅ/ት ጥርዓን ሕ/ሰብ ምት/ዉሳ /ምሃብን ዞባ ክልል ስታፍን ህዳሰ ግድብን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ናምበር ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቅርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሓዝ ብፖስታ ዓሺግኩም ካብ ዕለት 14/01 /12 ዓም ክሳብ 19/01 /12 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 19/01/12 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ

ንዝድለ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406461