ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ነዞም ትሕት ኢሎም ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ናይ ሕትመት መሳርሒ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ ፣ ናይ ግበሪ ከፈላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከምኡ ዉን ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርቡ ዝክእሉ
2 ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቐት ንናይ ሓምለ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክአሉ
3 መኸበሪ ጨረታ ብር 10000 ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ 2000 ንናይ ሕትመት ስራሕቲ ብመልክዕ ሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ
4 እቲ ጨረታ ካብ 10/01/2012 ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ 27/01/2012 ቅድሚ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡00 ይክፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ